Fana: At a Speed of Life!

ግዕዝይና ንምክልኻል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ብፅሒቶም ንኽዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ግልፅነትን ተሓታትነት ዘለዎ ኣሰራርሓን ክህልወን ብምግባር ግዕዝይና ንምክልኻል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ብፅሒቶም ንኽዋፅኡ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ፌዴራል ኣፍሊጡ።

ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ÷ ኣብ ሓደ ሓደ ትካላት ግዕዝይና ንምክልኻል ዘኽእሉ ተስፋ ዝህቡ ጅማሮታት ከምዘለዉን ኣብ ቃልሲ ግዕዝይና ብኩሎም ትካላት ተጠናኺሩ ክቕፅል ክዝግባእን ኣገንዚቦም፡፡

በቢብርኩ ዝርከቡ ኣመራርሓ ትካላት ንባዕሎም ካብ ግዕዝይና ናፃ በምግባር ኣሰራርሓ እቲ ትካል ግዕዝይና ዘይብሉ ምዃኑ ምርግጋፅን ምክትታልን ከምዝግበኦም ምሕባሮም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

“ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ካልኦት ኣፈፃፅማኡ ዝከታተሉ ኣካላትን ብኦዱት ዝተረኸቡ ውፅኢታት ብምምርማርን ንግዕዝይና ዝተቓልዑ ከምዘይኮኑን ከረጋግፁ ኣለዎም” ኢሎም።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.