Fana: At a Speed of Life!

ጣሊያን ለበዳ ኮቪድ 19 ንምዕጋት ዝዓለመ ገደብ ምንቅስቓስ ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ንሳልሳይ ግዘ ዝጋፋሕ ዘሎ ለበዳ ኮቪድ 19 ንምዕጋት ዝዓለመ ፅኑዕ ገደብ ምንቅስቓስ ኣዊጃ።

ኣብታ ሃገር በቢመዓልቱ ብማእኸላይ 20 ሺሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ከምዝልከፉ ተገሊፁ።

ስለዝኾነ ኣብ ኩለን ግዝኣታት ጣሊያን ብሰንኪ እቲ ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ሓደጋ ከምዝወደቓ ተሓቢሩ።

ኣብያተ እምነት ክፍቲ እኳ እንተኾና፥ ሰዓብቲ እቲ እምነት ኣብ ዘለውዎ ብምዃን እቲ ኣገልግሎት ንክረኽቡ ከመዝግበር ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.