Fana: At a Speed of Life!

ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ርብዒ ፍፃመ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም።

ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝካየድ ፀወታታት፥ ናይጄሪያ ምስ ኣንጎላ፣ ዲሞክራቲክ ኮንጎ ምስ ጊኒ ክራኸባ ኢየን።

ናይጄሪያ ምስ ኣንጎላ ሰዓት 2፡00 ምሸት ኣብ ስታዲየም ፌኪክስ ሆፌት ኣቢጃን ዝካየድ እንትኸውን፥ ሰዓት 5፡00 ድማ ዲሞክራቲክ ኮንጎ ምስ ጊኒ ኣብ ስታዲየም ኣላሳን ኦታራ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን።

ዲሞክራቲክ ኮንጎ ንግብፂ ከምኡውን  ጊኒ ንጊኒ ቢሳው ብምርታዕ ናብ ርባዕ ፍፃመ ምፅንባረን ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.