Fana: At a Speed of Life!

ፀወታ ማንችስተር ሲቲን ሊቨርፑልን ብማዕረ ውፅኢት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ማንችስተር ሲቲን ሊቨርፑልን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን።

ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሜድኣ ንሊቨርፑል ኣብ ዘተኣናገደትሉ ፀወታ፥ ኤርሊንግ ሃላንድ ኣብ መበል 27 ደቒቓ ብዘቑፀራ ሸቶ  ማንቸስተር ሲቲ ክትመርሕ ክኢላ ኢያ።

ይኹን እንበር ትሬንት ኣሌክሳንደር ኣርኖልድ ድሕሪ ዕረፍቲ ኣብ መበል 80 ደቒቓ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ክልቲአን ጋንታታት ብማዕረ ውፅኢት ሓደ ንሓደ ክፈላለያ ክኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.