Fana: At a Speed of Life!

ፃውዒት ክተት ብምቕባል ኣብ ባህርዳር ህዝባዊ ድጋፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣21 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝኣወጆ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ኣብ ባህርዳር ህዝባዊ ድጋፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ኣምሓራ ዝወራረድ ዋላ ሓንቲ ሒሳብ የለን፣ ጉዕዞ ዕብየትና ብኣሸባሪ ጉጅለ ኣይተዓናቐፍን፣ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝምነዩ ኩሎም መወዳእተኦም ውድቀት ኢዩ፣ ናይቲ ጁንታ ሃገር ናይ ምፍራስ ድልየት ብሰዓራይነት ኢትዮጵያ ክፈሽል ኢዩ፣ ኢትዮጵያ ብጀጋኑ ሓፊራ ኣይትፈልጥን፣ እንዋግኦ ንህልውናናን ሃገር ንምድሓንን ኢዩ፣ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ንቃወም ዝብሉ መልእኽታት የመሓላልፉ ከምዘለዉ ኣሚኮ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.