Fana: At a Speed of Life!

ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምንካይ 18 ቢሊየን ዩሮ ተመዲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ንብረት ኣየር ዘብፀሖ ፅዕንቶ ንምንካይን ዘላቒ ቁጠባዊ ሃፍቲ ንምርግጋፅን 18 ቢሊየን ዩሮ ተመዲቡ።

ኮሚሽን ኣውሮፓ ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓን ዝመደቡዎ ገንዘብ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

እቲ በጀት ንመሓዙት ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ንፁህ ኣማራፂ ቀረብ ሓይሊ ንምብፃሕ ኢሉ እውን ብፅዕንቶ ንብረት ኣየር ንምቅላል ዝውዕል ከምዝኾነ ካብቲ ሕብረት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ በረኻነት ንምክልኻል ከምዝውዕል ኢዩ ተሓቢሩ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube      

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.