Fana: At a Speed of Life!

ፅገና ልዑል ሓይሊ መተሓላለፊ መስመር ወልዲያ ኣላማጣ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅገና ልዑል ሓይሊ መተሓላለፊ መስመር ወልዲያ ኣላማጣ ከምዝተዛዘመ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን እቲ ትካል ኣይተ ሞገስ መኮንን፥ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ በምኽኒያት ዘጋጠመ ኲናት ጉድኣት ኣጋጢሙዎ ኣብ ፅገና ዝፀንሐ እቲ መስመር ሙሉእ ብሙሉእ ተዛዚሙ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ተዛሪቦም።

እቲ መስመር ብምፅጋኑ ላሊበላ፣ ሰቆጣ፣ ቆቦ፣ ማይጨውን ከባቢኡን ሓይሊ ንክረኽቡ ዘኽእል ኢዩ ኢሎም።

መንግስቲ ብመሰረት ኣብ ኣብ ከባቢታት ትግራይ ዝህቦ ኣንፈት ስራሕቲ ፅገና ከምዝፍፀም መዝራቦም ኢቢሲ ፀብፂቡ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.