Fana: At a Speed of Life!

ፈላማይ ቦርድ ማሕበር ምሕደራ ተበቓታት ፌዴራል ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ቦርድ ማሕበር ምሕደራ ተበቓታት ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ተጣይሹ።

ብሕጊን ሕጊን ጥራሕ ዝምራሕ ቦርድ ጠበቓታት ምጥያሽ ኣድላዪ ኮይኑ ስለዝተረኸበ ኣበ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ቦርድ ማሕበር ምሕደራ ተበቓታት ፌዴራል ክጣየሽ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ፡፡

ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓት ፍትሒን ጥብቅናን ከዘምን ኢዩ ተባሂሉ ዝተኣመነሉ እቲ ቦርድ፥ ተፀዋዕነቱ ንሚኒስቴር ፍትሒ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ፡፡

ኣባላት ፈፃሚ ስራሕ እቲ ቦርድ ሎሚ መዓልቲ ናይ መጀመርታ ዘተ ምስ ኣመራርሓታት እቲ ቦርድ ዘካየዱ እንትኾኑ፥ እቲ ቦርድ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ስራሕ ክኣቱ ከምዝግባእ ተሓቢሩ፡፡

እቲ ማሕበር ብብርኪ ፌዴራል ኣብ ሞያ ጥብቅና ዝተዋፈሩ ሰብ ሞያ ኣባል ዝኾኑሉ ከምዝኾ ምግላፁ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.