Fana: At a Speed of Life!

ፈረንሳይ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ብምኽንያት ኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ብምኽንያት ኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን 500 ሺሕ ዩሮ ሓገዝ ገይራ።

እቲ ሓገዝ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ሰለስቲአን ክልላት ብምኽንያት ኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል ኢዩ።

ን60 ሺሕ ነራሕቲ ስድራ ዝራእቲ፣ ናውቲ ሕርሻ፣ ንመሰረታዊ ጠለብ ዝኾኑ ኣቑሑትን ን130 ሺሕ ተመዛበልቲ ኩነታት ናብራ ንምምሕያሽ ዝተገበረ ሓገዝ ገንዘብ ከምዝኾነ ካብ ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.