Fana: At a Speed of Life!

ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውሕመ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኮፊ ኩዋሜ ዘቲየን።

ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፥ እቶም ተወካሊ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ኣብ ስነ ህዝቢ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ንምጥንኻር ዘሎ ምትሕብባር ክብ ከብሉ እምነት ከምዘለወጅን ገሊፀን።

መንግስቲ ንጉዳይ ስነህዝቢ ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ከምዘሎ እውን ሓቢረን።

ኮፊ ኩዋሜ ብግደኦም፥ ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውሕመ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ከምዘጠናኽር ምግላፆም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.