Fana: At a Speed of Life!

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ቱርኪ ሁሉሲ ኣካር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ቱርኪ ሁሉሲ ኣካር ተዛቲዮም

ብፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ተርኪ ኣብ ዘዳለዎ ወተሃደራዊ ልምምድ EFES 2022 ንምስታፍ ትማሊ ናብታ ሃገር ምምርሑ ይዝከር።

ጎኒ ንጎኒ እቲ ልምምድ እተን ሃገራት ኣብ ወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ዝሰርሓሉ ኣገባብ ብዝምልከት ምዝታየን ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረከበናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻልቱርኪ ጄነራል ያሳር ጉለር ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት ብምድሃብ ምዝታዮም ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.