Fana: At a Speed of Life!

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ እዋን ምኽባር ሰላምን ፀፅታን ንዝሰርሑ ኣካላት ኣብ ዝተሰናድአ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ንምርካብ ናብ ኣሶሳ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢታማዦር ሹም ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ እዋን ምኽባር ሰላምን ፀፅታን ንዝሰርሑ ኣካላት ኣብ ዝተሰናድአ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ንምርካብ ናብ ከተማ ኣሶሳ ኣምሪሖም።

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ወደ ናብታ ከተማ እንትኣትዉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ሓዊሱ ካልኦት ኣባላት ካቢኒ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፥ ሓይሊታት ፀፅታን ትካላትን ኣፍልጦ ክወሃብ ኢዩ።

ብኣፈወርቅ እያዩ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.