Fana: At a Speed of Life!

ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ብሰንኪ ድርቂ ኣብ ሓደጋ ንዝርከብ ወገናት ንምድሓን 50 ሚልየን ብር ለጊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ብምግባረ ሰናይ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ(ትእምት) ኣቢሉ ብሰንኪ ድርቂ ኣብ ሓደጋ  ንዝርከብ ወገናት ዝውዕል 50 ሚልየን ብር ሓገዝ ሓገዝ ለጊሱ።

ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ማሕበራዊ ሓላፍነቱ ኣብ ምውፃዕ ልዑል ኣበርክቶ ዝገብር ዘሎ ትካል ኢዩ።

ብመሰረት እዚ ክሳብ ሐዚ ንዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ደገፋት ዝውዕል ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢልየን ብር ወፃኢ ከምዝገበረ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.