Fana: At a Speed of Life!

ፋና ሓዊሱ ካልኦት ትካላት ሚዲያ ኣብ ከተማ ነገሌ ወለንተናዊ ክረምታዊ ኣገልግሎት ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓዊሱ ካልኦት ትካላት ሚዲያ ኣብ ከተማ ነገሌ ወለንተናዊ ክረምታዊ ኣገልግሎት ኣጀሚረን።

ብመሰረት እዚ ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ዓቕሚ ዘይበሎም ሰባት መርሃ ግብሪ ምሕዳስ ገዛ ተጀሚሩ ኣሎ።

ብተወሳኺ ተኸላ ፈልስን ፅሬት ከተማ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ።

እቲ መርሃ ግብሪ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዋልታ ዶክተር ንጉሴ ሓዊሱ በቢበርኩ ዝርከቡ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እተን ትካላት ተሳቲፎም።

ብመሰረት ደምሴ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.