Fana: At a Speed of Life!

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኤጀንሲ መረዳእታን ምዝገባ መሬትን መሬት ተንከፍን ከተማታት ፌዴራል ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኤጀንሲ መረዳእታን ምዝገባ መሬትን መሬት ተንከፍን ከተማታት ፌዴራል ብሓባር ንምስራሕ ዘኽአል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም።

እቶም ትካላት ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓማውቲ ነሕብረተሰብ ግንዛበ ንምፍጣር ብሬዲዮ ብሓባር እናሰርሑ ፀኒሖም ኢዮም።

እቲ ሰነድ ስምምዕነት መሬትን መሬት ተንከፍን ኣብ ዝኾኑ ጉዳያት ብቴሌቪዥን ሓበሬታታት ብምብፃሕ ስራሕቱ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብ ከተማታት ቅኑዕ መሬትን መሬት ተንከፈን ምዝገባን ሓበሬታን ንክህሉ ናይ ባዕሉ ግደ ከምዝህልዎ እውን ተገሊፁ።

ኣብ ከተማታት ኣብ መሬት ዝርኣዩ ግዕዙያት ኣሰራርሓታት ንምፍታሕን ሕጋዊ ዳዳስተር ማዕቐፋት ሕጊ ተፈፃሚ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ አወን ተሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.