Fana: At a Speed of Life!

ፌስቡክ ገፅ ኮርፖሬት ሚዲያን ኮሙዩኑኬሽንን ዋልታ ፀገም ቴክኒክ ከምዘጋጠሞ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቡክ ገፅ ኮርፖሬት ሚዲያን ኮሙዩኑኬሽንን ዋልታ ፀገም ቴክኒክ ከምዘጋጠሞ ኣፍሊጡ።

እቲ ትካል ሚዲያ፥ “ሕጋዊፌስቡክ ገፅ waltainfo.com ንግዚኡ ፀገም ቴክኒክ ስለዘጋጠመና ካብዚ ሕዚ ሰዓት ጀሚሩ ዘጋጠመ ፀገም ቴክኒክ ንምፍታሕ ፃዕሪ እናገበረ ስለዝኾነ፤ እቲ ትካል እቲ ፀገም ከምዝተፈትሐ ክሳብ ዘፍልጥ በቲ ገፅ ዝመሓላለፉ ዝኾኑ ይኹኑ መልእኽቲታት ካብ ኣፍልጦ እቲ ትካል ወፃእ ምዃኑ የፍልጥ” ኢሉ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.