Fana: At a Speed of Life!

ፍኖተ ካርታ ፕሮግራም ምምሕያሽ ኤክስቴንሽን ጥዕና ዕላዊ ኮይኑ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 25፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክጀትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፥ ፍኖተ ካርታ ፕሮግራም ምምሕያሽ ኤክስቴንሽን ጥዕና ዕላዊ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም።

ኣይተ ደመቀ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም፥ እቲ ፕሮግራም ካብ 2013 ክሳብ 2017 ዝትግበር ኢዩ ኢሎም።

እቲ ፕሮግራም ኩለ መዳይ ኣገልግሎት ጥዕና ተበፃሒነት ንምርግጋፅ ከምዝሕግዝ ተዛሪቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.