Fana: At a Speed of Life!

ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ኣብ ውሕመ ዳይሬክተር ዲቪዥን ኮንፍረንስ ንግዲን ልምዓትን ዘይማዕበላ ሃገራት ኣፍሪካ ዘቲየን  

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ዳይሬክተር ዲቪዥን ኮንፍረንስ ንግዲን ልምዓትን ዘይማዕበላ ሃገራት ኣፍሪካ ፓውል ኣኪዊሚን ዘቲየን።

ኣብቲ ዘተ፥ ብቀንዱ ኮንፍረንስ ንግዲን ልምዓትን ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሰርሖም ስራሕቲ ልምዓትን ካልኦትን ዘሎ ናይ ምትሕብባር ስራሕቲ ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.