Fana: At a Speed of Life!

ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያውያንን ዳያስፖራን ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንት ነባርነቶም ኣብ ኣሜሪካ ዝኾኑ ኢትዮጵያውያንን ዳያስፖራን ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተሳሊጡ።

ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንክትጥቀም ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዘሎ ኢትዮጵያዊ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ኣብ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ተዋፊሩ ንክሰርሕ መንግስቲ ኣድላዪ ደገፍ ክገብር ኢዩ ኢሎም።

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ሰላም ንድሕሪት ንከይምለስ ብሙሉእ ቁርፀኝነት ይስራሕ ከምዘሎ እውን ተዛሪቦም።

ኣብ ምትግባር ዝርከብ ሃገር ቦቆል ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ዓውዲ ውልቀ እወንታዊ ግደ ንክህልዎ ዘኽእል ከምዝኾነ ሓቢሮም።

ነባርነቶም ኣብ ኣሜሪካ ይኹን ካልኦት ሃገራት ዘለዉ ኢትዮጵያውያንን ዳያስፖራን ሰብ ሃፍቲ ዘኻዕበትዎ ሃፍቲ፣ ልምዲን ፍልጠትን ናብ ሃሮም ሒዞም ብምእታው ንክሰርሑ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.