Fana: At a Speed of Life!

ፎረም ፕሬዚዳንታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ፕሬዚዳንታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ዩንቨርስቲ ጂማ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ፎረም፥ “ላዕዕዎት ትካላት ትምህርቲ ንልዑል ዕላማ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ላዕለዎት ኣመራርሓ እተን ትካላት ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ እንትኾኑ፥ ብድሆታት ትምህርቲ ኢዮም ኣብ ዝበሃሉ ዛዕባታት ዘተ ይግበር ኣሎ ተባሂሉ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትምሀርቲ ኮራ ቱሹኔ (ሓ/ፕ/ር)፥ ፀገም ፅርየት፣ ስእነት ስራሕ ምሩቓት ተምሃሮ፣ መሰረተ ልምዓት ዘይምምላእ፣ ሕፅረት መምህራንን ክፍተት ብቕዓት ኣመራርሓን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝረኣዩ በድሆታት ኢዮም ኢሎም።

ብሙክታር ጠሃ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.