Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅግና ‘ከዕዳ ወደ ምንዳ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ኣባላት ስልጠና ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)ፓርቲ ብልፅግና ንላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሕኡ ‘ከዕዳ ወደ ምንዳ’ ብዝብል ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናሃቦ ዝፀንሐ ስልጠና ብብርኪ ኣባላት ከምዝቐፀለ ኣፍሊጡ፡፡

እቲ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ስልጠና÷ ዓቕሚ መንግስታዊ መሪሕነት ንምዕባይ ዕዙዝ ግደ ዘበርክት ከምዝኾነ እቲ ፓርቲ ገሊፁ።

ሎሚ ዕለት ድማ ንኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ዞባ ፌደራል ዝወሃብ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ።

እቲ ስልጠና ንተኸታተልቲ 4 መዓልቲታት ከምዝፀንሕ ዝተገለፀ እንትኸውን ዝተሓበረ እንትኸውን÷ ኣብ ውሽጢ ውዳበ እቲ ፓርቲ ጥንኩር ናይ ሓሳብን ተግባራዊ ሓድነትን ዘምፅእ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.