Fana: At a Speed of Life!

ፓርክ ኣንድነት ንህንፀት መካነ እንስሳት ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ሰብ ሞያ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ሽልማትን ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርክ ኣንድነት ንህንፀት መካነ እንስሳት ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ሰብ ሞያ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ሽልማትን ከምዘበርከተ ኣፍሊጡ።

እቶም ሰብ ሞያ ህንፀት ፓርክ ኣንድነት መካነ እንስሰሳት ብምቁፅፅር፣ እንስሳት ናብቲ መካነ እንስሳት ክኣትዉ ብምግባርን በምስልጣንን ኢዮም ተሸሊሞም።

ብሓፈሻ ናይ ሓድነትን ናይ ፀሊም ጎፈሬ ኣንበሳን መካነ እንስሳት ብምውዳብን ብምምሕዳርን ብዓይነቱ ኣብ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ዝኾነ መካነ እንስሳት ሐዚ ንዘለዎ ብርኪ ዘብቅዑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.