Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ኣመራርሓታት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለወይቲ ሓላዊት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ኣድሂበን ምስ ኣመራርሓታት እቲ ማሕበር ተዛትየን።

ኣብ ዘተአን ድማ፥ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኣብ ከይዲ ምክልኻል እቲ ቫይረስ ዘለዎ ወሳኒ ግደ ብዘዓዘዘ መልክዑ ንኸጠናኽር መልእኽቲ ምምሕልላፈን ካብ ቤት ፅሕፈት ፐወሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ነፀጋ ኬሚካል ብምስላጥ፣ ወለንታዊያን ብምውፋርን ኣቑሑት መሐለዊ ፅሬት ብምክፍፋልን ናይ ባዕሉ ግደ እናተዋፀአ ይርከብ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.