Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ናይ 6 ሃገራት ኣምባሳደራት ደብዳበ ሽመት ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሾሙ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ደብዳበ ሽመት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን።

ሎሚ መዓልቲ ደብዳበ ሹመቶም ንፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘቕረቡ÷ ሓደሽቲ ተሸወምቲ ኣምባሳደራት ሃገራት ማሊ፣ ህንዲ፣ ደቡብ ሱዳን፣ ኬፕቨርዴ፣ ቦትስዋናን ጃማይካን ኢዮም።

ተሸወምቲ ኣምባሳደራት ደብዳበ ሽመቶም ኣብ ዘቕረቡሉ እዋን ምስ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ከምዝዘተዩ ሓበሬታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.