Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንበዓል ፋሲካ መልእኽቲ እንኳዕ ኣፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣፀሐኩም ኣመሓላሊፈን።

ኣብ መልእኽተን ድማ÷ “ንክርስቲያናት ሃገርና እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም! ኢየሱስ ክርስቶስ ስቓይን ሞትን ከምዘሎ ኮይኑ ምሕረት፣ ናይ ዘለኣለም ህይወት፣ ናይ መንፈስ ጥንካረን ፅንዓትን … ዝተረኸበ ብትንሳኤ ኢዩ” ኢለን።

“ፀገማት ኣቐዲምካ ኣብ ምክልኻል ንበርትዕ” ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ ገሊፀን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.