Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ኣምባሳደርነት ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘገልግሉ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ኣምባሳደርነት ሂበን።

ብመሰረት እዚ፦

1. ኣይተ ብርሃኑ ፀጋዬ
2. ወይዘሮ ያለም ፀጋይ
3. ወይዘሮ ሂሩት ዘመነ
4. ኣምባሳደር ማርቆስ ተክሌ
5. ኣይተ ባጫ ጊና
6. ኣይተ ይበልጣል ኣእምሮ
7. ኣይተ ምህረተኣብ ሙሉጌታ
8. ኣይተ ነብያት ጌታቸውን
9. ኣይተ ተፈሪ መለስን ብመዓርግ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርነት፥ ከምኡእውን

1. ኣይተ ኣድጐ ኣምሳያ
2. ኣይተ ጀማል በከር
3. ኣይተ ኣብዱ ያሲን
4. ኣይተ ለገሸ ገረመው
5. ወይዘሮ እየሩሳሌም ዓምደማርያምን
6. ኣይተ ሽብሩ ማሞን ድማ ብመዓርግ ኣምባሳደርነት ተሾይሞም።

ፍልፍል፦ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.