Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ማይ ንምስታፍ ናብ ሴኔጋል ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መበል ታሽዓይ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ማይ ንምስታፍ ናብ ሴኔጋል ኣምሪሐን።

ብእተን ፕሬዚዳንት ዝምራሕን ሚንስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሀብታሙ ኢተፋ ዘካተተን ጉጅለ ልኡኽ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ዳካር ኣትዩ።

እቲ ጉባኤ“ልምዓት ሰላምን ድሕንነትን ማይ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ እንትኸወን፥ ኣብቲ መድረኽ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ወሃብቲ ውሳነ ፖቲካን ኢኮኖሚን፣ ኩለመዳያዊ ትካላት፣ ስቪል ማሕበረሰብን ናይ ውልቀ ትካላትን ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ ተሳተፍቲ ከምዝርከቡ ተገሊፁ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.