Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብመርበብ ሓበሬታ ዝካየድ ቀፃሊ ጉዕዞ ትምህርቲ ዝድሃበ ዓለም ለኸ ዘተ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብኣዶ መንበርነት ዝመርሐኦ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ወኪለንብኣሰናዳእነት ዱባይኣብ ዝካየድ ኣብ ቀፃሊ ጉዕዞ ትምህርቲ ዝድሃበ ዓለም ለኸ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ፀብፃብ ኣቕሪበን።

አኣብ ፀብፃበን ድማ ኣብ ቀፃሊ ብሓባር ክንሰርሕ ኢና ዝብል ትሕዝቶ ዘለዎ ኣብ ትምህርቲን ማሕበረሰብን ዘድሃበ ፅሑፍ ብመርብ ሓበሬታ ምቕራበን ካብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እተን ፕሬዚዳንት፥ ኩሎም ተሳሰተፍቲ እቲ ዘተ ኣብ ትምህርቲ መካተቲን ዘላቕነት ዘለዎን ተሃድሶን ለውጢን ንምምፃእ ሓበራዊ ራኢ ብመሓዝ ዝከኣሎም ምውፀኦም ወሳኒ ግደ ኣለዎም ኢለን፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.