Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዕላዊ ዑደት ናብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣቕኒዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዕላዊ ዑደት ናብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣቕኒዐን።

እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ኮንጎ ኣብ ዝህልወን ፃንሒት፤ ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን ኣህጉራዊን ጉዳያት ኣመልኪተን ምስ ሰብ መዚ እታ ሃገር ከምዝዝትያ ኢብኮ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.