Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ተረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ በዓለ ሹመት ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ኣሕመድ ቲኑቡ ተረኺበን።

ኣብቲ ስነስርዓት ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ፃንሒተን ምስቶም ሓዱሽ ፕሬዚዳንትን ካልኦት መራሕታ ሃገራትን ተዛቲየን።

ብተወሳኺ ኣብታ ሃገር ኣብ ከይዲ ሕድሳት ዘሎ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጠን።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ኣቡጃ ምስ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ምዝታየን ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.