Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘዉዴ ምስ ኣካያዲ ስራሕ “ወርልድ ፉድ ፕሮግራም” ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘዉዴ ምስ ኣካያዲ ስራሕ ወርልድ ፉድ ፕሮግራም ዴቪድ ቢዝሊ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መነገስቲ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲየን።

እቶም መራሕቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ወርልድ ፉድ ፕሮግራም ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝገብሮ ዘሎ ተግባራት ተላዚቦም።

ብተወሳኺ ንቐፃሊ ዝተትሓዘ ትልሚ ብዝምልከት ከምዝተዛተዩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.