Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ስዊዘርላንድ ንቀ/ሚ ኣቢይ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ስዊዘርላንድ ቡር ጋይ ፓርሜሊን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብምምራፆም ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ታሕጓስ፥ ኣብ ቀፃሊ ክልቲአን ሃገራት በዝበለፀ ኣብ ዘጠናኽሩ ከልቲኣዊን ቀጣናዊን ጉዳያት በምትሕብባር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.