Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮ።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ብምርኻብ ኣብ ክልቲኣዊን ከባቢያውን ዛዕባ ትኹረት ዝገበረ ዘተ ከካይዱ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ተፈጢሩ ዝፀንሐ ዘይምቅድዳው ብምፍታሕ ሓዱሽ ርክብ ሰላም፣ ልምዓትን ድሕንነትን ከምፅእ ዝኽእል ስምምዕነት ምፍራመን ይዝከር።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.