Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማርዲያት ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም።

ኣብ ፃንሒቶም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ክገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ሱዳን ባርናባ ማሪያል ቤንጃሚን (ዶ/ር)፥ እቶም መራሕቲ ኣብ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ፣ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባርን ዝርገሐ መሰረተ ልምዓትን ከምዝዛተዩ ገሊፆም።

እቲ ዑደት ታሪኻዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.