Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሕመድ ጅግጅጋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ሕመድ ንኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ ጅግጅጋ ኣቲዮም።

ከምኡ እውን ምክትል ፕሬዚዳንትን ምክትል ቀዳማይ ሚነሲትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ጅግጅጋ ኣቲዮም ኣለዉ።

እቲ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊል ዋል እንትበፅሕ÷ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ኣቀባብላ ገይሮምሉ፡፡

ብኣልኣዛር ታደለ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.