Fana: At a Speed of Life!

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ንትግራይ ዝኸውን ሰብኣዊ ሐገዝ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)<span;>ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ንትግራይ ዝኸውን ሰብኣዊ ሐገዝ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ በረራ ጀሚሩ።

ካብ ኣዲስ ኣበባ ሽዱሽተ ሰባት ሒዛ ናብ መቐለ ዝበረረት ኣውሮፕላን ንብረትነታ ናይ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም  ውድብ ሕቡራት መንግስታት  ከምዝኾነት ግዜኢ ፀብፂቡ።

እኢ በረራ ዝተገበረ መንግስቲ ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ብኣየር ንክጎዓዓዝ ብመሰር ዝሃቦ ፍቓድ ኢዩ።

እታ ኣውሮፕላን ሎሚ መዓልቲ ንብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝተመለሰት ተገሊፁ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

<span;>ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

<span;>ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

<span;>ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

<span;>ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
<span;>https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

<span;>ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
<span;>https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

</span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;>

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.