Fana: At a Speed of Life!

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ 3 ሺሕ ቶን ምግቢ ከምዘከፋፈለ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሓገዝ ዝፀዓና 165 ተሽከርከርቲ ናብ ትግራይ ብምኻድ 3 ሺሕ ቶን ምግቢ ከምዘከፋፈለ ገሊፁ።

እቲ ኣቕርቦት ምግቢ ን120 ሺሕ ዜጋታት ተበፃሒ ከምዝኾነ ሓቢሩ።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ድማ ሓገዝ ዝፀዓና 94 ተሽከርከርቲ ናብ ትግራይ የምርሓ ከምዘለዋ ኣፍሊጡ።

ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን እውን ሓገዝ ምግቢ ንምክፍፋል ኣብ ከይዲ ከምዘሎ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.