Fana: At a Speed of Life!

ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንፃውዒት ልኡኽቶ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ምላሽ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ድሬዳዋ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ልኡኽቶ ሃገር ንምፍራስን ተግባር ግብረ ራዕዲን ንምፍሻልን ንምምካንን ዝቐረበሉ ሃገራዊ ፃውዒት ምኽባር ሕጊ ምላሽ ሂቡ፡፡

ብምዃኑ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ እቲ ምምሕዳር፥ ከንቲባ እታ ምምሕዳር ከተማ፣ ኣባላት ካቢኔ፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተወከልቲ ክፋላት ሕብረተሰብን ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ናብ ወፍሪ ቀጠና ከምዝፋነዉ ካብ ፖሊስ ድሬዳዋ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.