Fana: At a Speed of Life!

ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ናብ ጎስጓስ ‘ንፅህቲ ኢትዮጵያ’ ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ናብ ጎስጓስ ‘ንፅህቲ ኢትዮጵያ’ ተፀምቢሩ።
ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዕላዊ ተገይሩ “ንፁህ ጎደና – ናብራ ብጥዕና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝርከብ ጎስጓስ ‘ንፅህቲ ኢትዮጵያ’ ብምድጋፍ 50 ሺህ ብር ኣታዊ ገይሩ።
እቲ ጎስጓስ ንፅባቐ ከተማን ጥዕና ሕብረተሰብ ንምሕላውን ልዑል ኣለዎ ዝበለ ፖሊስ ፌዴራል፤ መላእ ህዝቢ ንቑሕ ተሳትፎ ንኽገብር መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.