Fana: At a Speed of Life!

ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ፀፅታ ምስ ሰብ ዋና ሜትር ታክሲ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ፀፅታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝሰርሑ ሰብ ዋና ሜትር ታክሲ ዘቲዩ።

ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ ሚካኤል፥ ጉዳይ ሰላም ናይ ኩሉ ኢዩ ኢሎም።

ስለዝኾነ እቶም መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ጎኒ ፖሊስ ብምስላፍ ገበን ምክልኻል ከምዘለዎም ኣፍሊጦም።

ሰብ ዋና ሜትር ታክሲ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ተመክሮ ብምውሳድ ኣብ ጉዳይ ፀፅታ ቀጥተኛ ተሳተፍቲ ክኾኑ ከምዝግባእ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.