Fana: At a Speed of Life!

1 ሺሕን 171 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 171 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 83 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 55 ደቂ ተብዕትዮን 33 ደቂ ኣንስትዮን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡

ተመለስቲ ኣብ ኤርፖርትን ማእኸል መዕቖቢን ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ስድረኦም ክፅምበሩ እናረሰርሐ ይርከብ፡፡

ካብ 12 ሕዳር 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ ብዝተገበረ ዜጋታት ናይ ምምላስ ስራሕ÷ ቁፅሮም ልዕሊ 30 ሺሕን 65 ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን ምምላስ ከምዝተኸኣለ ተገሊፁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.