Fana: At a Speed of Life!

1 ሺሕን 194 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር ኣብ ዝተሳለጠ በረራ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ዜጋታ ናይ ምምላስ ስራሕ ሎሚ መዓልቲ 1 ሺሕን 194 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ናብ ሃገር ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ እቶም 789 ደቂ ተባዕትዮ፣ 384 ደቂ ኣንስትዮን 21 ዕሸል ህፃናት እንትኾኑ÷ 24 ዕድሚኦም ትሕቲ ዓሰርተ ሸሞንተ ዝኾኑ ሰገናት ከምዝኾኑ ሓበሬታ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን የመላኽት።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.