Fana: At a Speed of Life!

12 ዕጡቓት ኦነግ ሽኔ ኣብ ዞባ ኢሉ ኣባቦር ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) 12 ዕጡቓት ኦነግ ሽኔ ኣብ ዞባ ኢሉ ኣባቦር ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም።

ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ዞባ ከምዝበሎ፥ 34 ኣፅዋራትን ብዙሓት ጠያይቲን እውን ተታሒዞም።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ዞባ ኮማንደር ዓለሙ ታደሰ፥ ኣካላት ፀፅታ እቲ ዞባ በዝገበርዎ ዝተዋደደ ተፍቲሽ 645 ሺሕ ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ኮንትሮባንድ፣ 16 ሺሕን 800 ናይ ሓሶት ገንዘብ ተታሒዞም ኢዮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.