Fana: At a Speed of Life!

259 ኢትዮጵያውያን ካብ ኲዬት ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)259 ኢትዮጵያውያን ካብ ኲዬት ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም።

እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ወይዘሮ ፍሬኣለም ሽባባው ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እቶም ኢትዮጵያውያን ናብ ክፍሊ ፈሊኻ መፅንሒ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ፃኒሒቶም ምስ ዛዘሙ ናብ ቤተሰቦም ክሕወሱ ኢዮም ተባሂሉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.