Fana: At a Speed of Life!

139 ፍልሰተታት ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር 139 ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰ ኣፍሊጡ።

ተመለስቲ ኣብዚ ሰሙን ብክልተዙር ብዝተገበረ ምትሕብባር ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ ከምዝኾኑ ኢምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣፍሊጡ።

መገዲ ኢትዮ-ጂቡቲ-የመን ኣዚዩ ሓደገኛን ዝተፈላለዩ ዶብ ዘለል ገበናት ብዝተወደበ መልክዑ ዝፍፀመሉ ቦታ ካብ ምዃኑ ንላዕሊ መዓልታዊ ዜጋታት ንሞት ዘቃልዕ መፍርሒ መገዲ ኢዩ ተባሂሉ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.