Fana: At a Speed of Life!

2ይ ዙር ተፈተንቲ 12 ክፍሊ ናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ይኣተዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ዙር ተፈተንቲ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ተምሃሮ ናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ይኣተዉ ኣለዉ።

2ይ ዙር ተፈተንቲ (ተፈጥሮ ሳይንስ) ተምሃሮ ፈተና ናብ ዝወስዱሉ ዩኒቨርሲቲ ካብ ትማሊ ጀሚሮም እናኣተዉ ይርከቡ፡፡

ፅባሕ ድማ ንተፈተንቲ ገለፃ (ኦሬንቴሽን) ከምዝወሃብ ተገሊፁ፡፡

ፈተነኦም ድማ ካብ ሰሉስ ክሳብ ዓርቢ ከምዝወሃብ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ የመላኽት፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.