Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2022

ዋና መምርሒ ሕብረት ትምህርቲን ስልጠናን ምክልኻል ዝለዓለ ውፅኢት ንዘመዝገቡ መርሃ ግብሪ ምስጋና ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ ሕብረት ትምህርቲን ስልጠናን ምክልኻል ዝለዓለ ውፅኢት ንዘመዝገቡ ኣመራርሓታትን ኣባላትን መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣፍልጦን ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክልትል ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ሓዊሱ ላዕለዎት…

“ዓድዋ- ንኢትዮጵያውያን ሕብረት፣ ንኣፍሪካዊያን ባና ናፅነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 126 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት “ዓድዋ- ንኢትዮጵያውያን ሕብረት፣ ንኣፍሪካዊያን ባና ናፅነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ። እቲ ሲምፖዚየም ሚኒስቴር ባህልን ስፖርቲን ዘዳለዎ እንትኸውን፥ ዓወት ዓድዋ ሐዚ…

በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብግባር 21 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)23 ለካቲት 2014 ዓ.ም ዝኽበር መበል 126 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር 21 ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ ዕለት ወጋሕታ 12፡00 ሰዓት 21 ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኃል ኣፍሊጡ። ንኢትዮጵያ፦…

ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ን11 ምሁራን መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ን11 ምሁራን መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ሂቡ። እቲ መዓርግ፥ ኣግባብነት ብዘለዎም ክፍሊታት ትምህርቲ ተመርሚሩ፣ ብጉባኤ ኣካዳሚክ ኮሌጀት ተፈቲሹ፣ ኣፅጋቢ ብዝኾነ መልክዑ ብሰብ ሙያ ተገምጊሙ ብሴኔት እቲ ዩንቨርስቲ…