Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2022

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣፈፃሚ ጉዳይ ረብሓ ኢትዮጵያ ናይ ዘይደልዩ ባዕዳውያን ኢዩ – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሄራዊ ሓድነትን ረብሓን ኢትዮጵያ ዘይደልዩ ባዕዳውያን ዝወሃቦ ልኡኽ ዘፈፅም ከምዝኾነ ምሁራን ገሊፆም። እቶም ሙሁራን፥ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ማይ ኣባይ ተፈጥሮኣዊ መሰላ ከይትጥቀም ዝደልዩ ባዕዳውያን ሸሪኽ ህወሓት…

ህወሓት ወረራ እናስፈሐ ምእዋይ ቀፂሉሉ ኣሎ – መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ህወሓት ወረራ እናስፈሐ ምእዋይ ቀፂሉሉ ኣሎ" ክብል ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ:: ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ህወሓት ተደጋጋሚ ፃውዒት ሰላም ነፂጉ በቢኣንፈቱ ብዝለኮሶን ሎሚ መዓልቲ እውን እናስፋሕፈሖ…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ንክቕፅል ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ንክቕፅል ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣቦታት ሃይማኖት እቲ ጉባኤ “ቅድመ ኩነት ሰላም፣ ሰላም ጥራሕ ኢዩ” ብዝብል መሪሕ ቃል እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታትን ሓዱሽ ዓመትን ምኽኒያት ብምግባር መግለፂ ሂቦም።…

5 ኩባኒያታት ኣብ ዓለም ለኸ ምርኢት ቴክኖሎጂ ክሳተፋ ኢየን-ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)5 ኩባኒያታት ቀፃሊ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ዓለም ለኸ ምርኢት ቴክኖሎጂ ክሳተፋ ኢየን ክብል ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። እተን ኩባኒያታት፥ ኣፍሪኮም ቴክኖሎጂ፣ ኤክስለረንት ቴክኖሎጂ ሶሊውሽንስ፣ ኣይ ኔትወርክ ሶሊውሽንስ፣…