Fana: At a Speed of Life!

210 ኪሎ ሜትሮ ዝንውሓቱ ህንፀት መገዲ ግልገል በለስ- ዓብዪ  ግድብ ህዳሰ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ መከላከያ መሃንዲስ ካብ ግልገል በለስ ክሳብ  ዓብዪ  ግድብ ህዳሰ ዝሃነፆ 210 ኪሎ ሜትሮ ዝንውሓቱ ህንፀት መገዲ ብምዝዛም ተመሪቑ።

እቲ ዋና መምርሒ ካብ ሳልሳይ በርኪ ፀፀር መገዲ ናብ ላዕለዋይ ብርኪ ፀፀር መገዲ ዘዕበዮ መገዲ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ሓላፊ እቲ መምርሒ ሌተናል ጀኔራል ደስታ ኣብቼን ተወካሊ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ በዓል መዚ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ በላቸው ካሳን ነቲ መገዲ መሪቖም ከፊተምዎ።

ሌተናል ጀኔራል ደስታ ኣብቼ፥ እቲ መምርሒ ዓብዪ ሃገራዊ ሓላፍነትን ሓደራን ብምሓዝ ነቲ ስራሕ ከምዝዛዘሞ ገሊፆም።

ስለዝኾነ እታዎታት ህዳሰ ግድብ ኣብ ሓደ መዓልቲ ንክጎዓዓዙ ዘኽእል ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.