Fana: At a Speed of Life!

341 ዜጋታት ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)341 ዜጋታት ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ካብቶም ናብሃገሮምዝተመለሱ እቶም 76 ህፃናት ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ተወካሊ ዳይረክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ነቶም ተመለስቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.